ስፓርት ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ከካይድ ኢዩ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ከምዘካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ምስ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣልባሳር ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካልን ብምትሕብባር ከምዝካየድ…
ቢዝነስ ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ፀብፃብ ሃፍቲ ብሪክስ ሄንሌይን ፓርትነርስን ኣመልኪቱ። ቅድም ክብል ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይና፣ ደቡብ ኣፍሪካን ብራዚልን ሓቝፉ ዝነበረ ብሪክስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብራት ዓውዲ ሕርሻና ንምፅጋን ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሓዚ ሩባ ዋቢ ሸበሌ ብምጥቃም ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ ቤርዓኖ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ልምዓትን ሰላምን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ህዝባዊ ዘተታት ደልየት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዓወት ዓድዋ ዝኽሪ ኩላትና ኢዩ፤ ናብቲ ሙዚየም…
ስፓርት ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ተጀሚሩ ዘሎ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን፥ “ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ ውሕስናና!”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ መሪቖም Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጉዴ ዝተሃነፀ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እቲ ሓዱሽ ተርሚናል መተኣናገዲ ተጓዓዝቲን መዕርፎ ነፈርቲን ፍትሓዊ ተበፃሕነት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ተታሒዙ Desta Feb 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ኣብ ወልዲያ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ግብረ ራዕዲታት ልኡኽ ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም…