ስፓርት ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ብዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ሃገርን ኣህጉርን ተሳጊሩ ኣብ ዓለም ዝተጋውሐ ዘኹዕ ዓወትና ይኹን እምበር እዚ ኣብ ሓደ ቦታ ብግቡእ ዝገልፅ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም፡፡ ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ተሰሪሑ – ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ሰሪሕና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…
Uncategorized ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋርመንት ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሁዋጂያን ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚሩ። ኤልስሜድ ሶሊሽንስና ሲመንስ ዝተብሃሉ ኩባንያታት ብሓባር ኢንቨስት ዝገበሩሉ እቲ ፋብሪካ÷ ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ክፍሊ ቴሌቪዥን ትግርኛ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላዊን ሃገራዊን መራኸብቲ ሓፋሽ ንልዕሊ 20 ዓመታት ብሞያ ጋዜጠኝነት ዘገልገለ ጋዜጠኛ ተኣምራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም። ቅድሚ እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ኣብ እግሪ እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምኽክር…