ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም።
እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…