ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰነ ስርዓት ርኽክብ ሳይት ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብሰገን ተሳሊጡ Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኲናት ብ830 ሚልየን ብር ንክህነፅ ተተሊሙ 12 ምኢታዊ ምስ በፅሕ ዝተቛረፀ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን መሊስካ ንምጅማር ዘኽእል ስነ ሰርዓት ርኽክብ ሳይት ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ መንጎ ቢሮ ማይሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ኣለዋ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ከምዘለዋ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ዝነበራ 32 ሚኢታዊት ፅዕንቶ ልቓሕ ወፃኢ ናብ 17 ሚኢታዊ ወሪዱ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ኢኮኖሚያዊ ጉዳያ ዝምልከቱ ሕቶታትን ዘለዉ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መንርሂ ሂቦም። ኣብ መብርሂኦም፥ ኣብ ዝሓለፉ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሐ ተዛሪበን። ሎሚ ዘበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ብዝሰርሑዎ ስራሕ ዘዕግብ ውፅኢት ተረኺቡ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትግራይ ክልል ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ድሕሪ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ተገሊፁ Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ይኹን እንበር ኣብ ከይዲ ዝፍጠሩ ስሕተታት ንከይህልዉ ብቦርድ መርማሪ ኣዋጅ ይስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ስምምዕነት ፕሪቶሮያ ብዝምልከት ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂ ሂቦም Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ…