ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ…