ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽካየድ ተዓሊሙ ዝተኸፈተ ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር)፥ እቲ ኤግዚብሽን ዝተናወሐሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ዘቲየን Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ሬሚ ማርሾ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣደባባይ ደጎል መሊስካ ምልማዕ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልውውጥ ንግዲ ቻይና-ኣፍሪካ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር በፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ልውውጥ ንግዲ ልዕሊ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ÷ ምትሕብባር ንግዲን ኢኮኖሚን ንርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ቁልፊ መሰረት ኢዩ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023…
ስፓርት ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ከምዝተፀምበረ ጋንትኡ ኣፍሊጣ። ካብ ታሕተዋይ ሊግ ብምዕባይ ንፕሪሚየር ሊግ ግብፂ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ÷ ንኣቤል ያለው ንምፍራም ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልካ ቁንጥሬ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ንኽምዝገብ ጉባኤ ዩኔስኮ ይፅበ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦታ ኣርኪዮሎጂ ዝኾነ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ሓድጊ ዓለም ንምምዝጋብ ኣብ መበል 46 ጉባኤ ውሳኔ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስን ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ትፅቢት እናተገበረ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ንምድሓን 50 ሚልየን ብር ለጊሱ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ኣቢሉ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ዝውዕል 50 ሚልየን ብር ሓገዝ ሓገዝ ለጊሱ። ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ኣብ ምውፃዕ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነትን ሂቡ። እቲ ቦርድ÷ ኣብ ኣዋጅ መረፃ፤ ምዝገባን ስነ-ምግባር መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1162/2011 ዓ.ም ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ማይ ዘገልግልን ንብረት ዝሰረቑ ሸውዓተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 3 ኣርባ ዘጠኝ ተባሂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣቀባብላ ተገይሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው፣ ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም። እቲ ኤክስፖ "ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ…