Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ሕቡራት መንግስታት ፋቱ ሃይድራ ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶን ኢትዮጵያን ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብዛዕባ…

ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ካብ 28 ጥሪ ጀሚሩ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ…

ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ውሽጣዊ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ። ስራሕ ኣብ ዝጀመረሉ ትማሊ ዕለት ጥራሕ 62 ኦክስጅን ምፍራይ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡ እቲ…

ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢንቨስትመንታት ይጉብንዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብውልቀ ኣልማዕቲ እናለምዑ ኣብ ዝርከቡ ኢንቨስትመንታት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣምባደራት ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጎልድ ኢንዱስትሪ መንደር ፌዳ ዋቅ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት…

ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ከምዝትግበር ተግባራዊ ከምዝግበር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን መንግስቲ ብምድሃብ÷ ሚኒስቴር ገንዘብን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን…

ምምላስ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብዓርሰ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ – በዓል መዚ ሲቪል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምላስ "ፀሓይ" ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብናይ ባዕልና ፈጠራ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ ክብል በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣመልኪቱ ኣብ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ከም ሃገር ካብ ዝተፈነዉ 4 ሺሕን 623 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 4 ሺሕን 493 ዝኾኑ ምፍሻል ከምዝተኻእለ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ…

መዕወኒ ሓሺሽ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፌስታል መዕወኒ ሓሺሽ ኣብ ተሽከርካሪት ብምፅዓን እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ዝተትሓዙ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 01 ለቡ ሙዚቃ ቤት ተባሂሉ ኣብ…

ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እታ ናይ ውግእ…

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ651 ሚሊየን ብር ፕሮጀክታት ልምዓት ይህነፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ብ651 ሚሊየን ብር ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት እናተኻየደ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ህንፀፅ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ብዝሰለዖ 351 ሚሊየንን ባንኪ ዓለም ብዝገበሮ 300 ሚሊየን ብር ሓገዝን…