ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ህንፀት ተቛራፂ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ።
እቲ ህንፀት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 145 ሚሊየን ዶላር ከምዝፍፀም ተገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ…