Fana: At a Speed of Life!

ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል  ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሁቲ ተወሳኺ መጥቃዕቲ ፈኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ሁቲ ሓዱሽ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምፍፃመን ተሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ቤት ግምጃ ኣፅዋር ውሽጢ መሬት፣ መቆፃፀሪ ቦታ ሚሳኤላት ሁቲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ዒላማታት መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ሓይሊ ምክልኻል…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ዩኒሴፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ( ዩኒሴፍ) ኢቫ ካድሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ትካል ዩኒሴፍ…

ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 3 ክሳብ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ እቶም ኣቑሑት ክተሓዙ ዝኸኣሉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛን ደራሲን ገነነ መኩሪያ (ሊብሮ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ሎሚ ወጋሕታ ህይወቱ ከምዝሓለፈት ስድርኡ ኣፍሊጦም፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተግባራዊ ስልጠና ፈጠራ ዕድል ስራሕ  ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ መቐለ ናብ ተግባራዊ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ንምእታው ተግባራዊ ስልጠና ጀሚሮም። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ቐፃሊ ተስፋ ትግራይ ንምግሃድ ግደ መናእሰይ ልዑል…

ኣብ ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ብብርኪ ክልል ብምትሕብባር ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቑጠባዊ…

ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ኣሜሪካ ሕክምንኡ ክትትል እናገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወቱ ምስኣኑ ይዝከር። ኣብ ኣሜሪካ…

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ  ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…