Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ኡመር ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ካብ ፍርያት…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክእለትን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታት ንምሕጋዝ ናይ ተግባር ስምምዕነት ተፈሪመን። እቲ ትግበራ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌዝ…

ዓውደ ምርኢት ዓለም ለኸ ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፎቶ መልዐልቲ መናእሰይ ዘሳትፍ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ዓውደ ምርኢት ውድድር ፕሬስ ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን 'ራሽያ ሲጎኒያ' ወይ እውን 'ራሺያ ቱደይ' ዝተሰነየ ትካል ሚዲያ…

ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…

ካብ መሸጣ ሓይሊ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ካብ ሞንጎ ዝቕረበ መሸጣ ሓይሊ 12 ቢሊየን 848 ሚሊየን 139 ሺሕ 990 ብር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ መሸጣ ሓይሊ 13 ቢሊየን 473 ሚሊየን…

ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፍርያት ናብ ሃገር ከይኣቱ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ትሕቲ ደረጃ ብምዃኖም ምኽንያት ናብ ውሽጢ ሃገር ከይኣትዉ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሕቶ 5 ሺሕ 713 ኣምፃእቲ ብምቕባል ልዕሊ 1 ሚሊየን 868 ሺሕ ሜትሪክ…

ኣሜሪካ ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ኣብ ዝበለቶም ሚሊሻታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢራቕ ዝንቀሳቐሱን ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ዝለቶምን ሚሊሻታት ዝጥቀሙሎም ሰለስተ ትካላት መጥቃዕቲ ምፍፃማ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ ጉጅለ ሚሊሻ ካታይብ ሂዝቦላህን ካልኦት ምስ ኢራን ርክብ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ጉጅለታትን ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ…

ጋና ንሰልጣኒኣ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ምድብ ዘይምሕላፋ ስዒቡ ንኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታቶም፡፡ ጋና ኣብ 2023 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግምት ሻምፒዮናነት ካብ ሞንጎ ዝተውሃበን ኣርባዕተ ሃገራውያን ጋናትታት ሓንቲ ትኹን እምበር ትፅቢት…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ ‹‹ሎሚ ኑጉሆ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና›› ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር  ማይክ ሃመር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር  ማይክ ሃመር ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምህናፅ እትዓሞም ዘላ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።…