ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምህናፅ እትዓሞም ዘላ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።…