ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ ንኽዕወት ንዝገበሩ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ብዝተፈላለዩ "ከዕዳ ወደ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ ንኽዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ምስጋናን ይወሃብ ኣሎ። እቲ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣመራርሓታት ውዳበ ፀፅታ ሓዊሱ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ብፁዕ ኣቡነ ሄኖክ እቲ በዓል ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ ብፁእነቶም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ጃን ሜዳ ብተወሳኺ ካብ 78…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም። ኣብ'ቲ ዘተ ኣመራርሓ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ትግራይ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ዓይደር ግልጋሎት ኣወሃህብኡ ንምምሕያሽ ብምትሕብባር ክስራሕ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ግልጋሎት ኮምፕሬንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ንምምሕያሽ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር÷ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ተዘዋዊረን ተመልኪተን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን 2016 ዓ/ም ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መዳርግቲ ኣካላትን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተለመደ ምትሕብባሮም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ፉኣድ ገና ነቲ ስምምዕነት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ተረባሕነት መናእሰይ፣ ኣካታታይነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)78 ዓመት ዕድመ ዘለወን ወላዲቱ ዝቐተለ ተኸሳሲ ብፅኑዕ ማእሰርቲ ከምዝተቐፅዐ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ፡፡ ኣዲስ ኣስራት ይመር ዝተባህለ ተኸሳሲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 04 ከባቢ ቤት ትምህርቲ ደብረሰላም ምስ ጓል 78 ዓመት እንኡ ይነብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ዘንዋር ኡል ሃቅ ካካር ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ክሎስተር እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ…