ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ቦርግ ብሬንድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ንመበል 54 ግዘ ኣብ ዳቮስ ስዊዘርላንድ እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6 ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ናብ እስራኤል ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ሕማም ልቢ ዘለዎም ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ምስ ኣዲኦም ናብ እስራኤል ኣምሪሖም። ናይ ሕክምና ወፃኢ ድማ ‘ሴቭ ኤ ቻይልድ’ስ ኸርት’ ብዝተብሃለ ትካ ገባሪ ሰናይ እስራኤል ከምዝሽፈን ሓበሬታ ኤምባሲ እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅሪተ-ኣካል ብዝረኸቡዎ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኣብ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ተወጊኑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ስራሕ ከምዝተወገነ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ን609 ትራንስፎርመራ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 779 ሺሕ ንዝኾኑ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 779 ሺሕ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሽታዬ መሃመድ ከምዝገለፀኦ÷ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ። "ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም። እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…
ስፓርት ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ…