ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እቲ ባይቶ፤ ማሕለኻታት፣ መውፅኢ መገዲታትን ግደ…