ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ሰገናት ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ሮቦፌስት ይሳተፉ ኣለዉ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰገናት ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሮቦፌስት ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ተወዳደርቲ ብደገፍ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፣ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆትን ማእኸል ቴክኖሎጂ ሮቦቲክስ ኣቦጊዳን ብምትሕብባር ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ። እቶም መምህራን፥ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ብማሕበር ተወዲቦም ንመንበሪ ዝውዕል መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ እንትካየድ ዝነበረ ወርክሾፕ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቋላ ንፁሃን ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ መስ ኣዘዝቶም ተደምሲሶም Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቋላ ንፁሃን ብዘይርህራሀ ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ምስ ኣዘዝቶም ከምዝተደምሰሱ ራብዓይ ሬጂመንት ክፍለ ሰራዊት ጉና ኣፍሊጡ። ኣብ ምድራቕ ዞባ ሸዋ ወረዳ ሊበን ጭቋላ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታትን ጎቦን ጫካን ዝቋላ አቦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ መንጎ ክልል ኦሮሚያን ሲ ሲ ኢ ሲሲን ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሉሜ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ሓዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋን ዘቲዮም። ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ኣድላዪ ደገፍ ብምግባር ናብ ስድረኦም ንምፅንባር ዘኽእል ኣድላዪ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ካብ 29 ሚያዚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ የመንን ኢራንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዳይሬክተር በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ኳታር ሱልታንአል ሳዓዲን ልኡኾመን ዘቲዮም።…
ቢዝነስ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪዩ ፍሪያታት መጠንን ፅርየትን ብምውሳኽ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ። ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሰናድአ ካብ 1 ክሳብ 5 ገንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ዝሳለጥ መድረኽ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይቕፅል…