ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ማእኸላይ መጠን ዘለዎ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ምግባራ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተነ÷ ምንቅስቓስ ክፍሊ ኣካል ዓረር እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ንምምልካትን ብቕዓት ተንቀሳቐስቲ ሞተራ ንምርግጋፅን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ቢዝነስ ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። 140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይተማእኸለ ምሕደራን ዴሞክራተይዘሽንን ግዝያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ እቲ ቻሪቲ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እተን ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክህልዎም ብዛዕባ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣደባባይ በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ሊዲያ ግርማ ገሊፀን፡፡ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ንምሕላው ዝሰርሑ ልዕሊ 11 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን እናተፀገኑ ምዃኖም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን ስራሕቲ ፅገና እናተገበረሎም ከምዝኾነ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ በዓል መዚ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ሓድጊ ሃብታሙ ኣበባው ከምዝበሉዎ÷ ንፅገናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ልኡኽትኡ ብዘተኣማምን ኩነታት ንኽፍፅም ዓቕሚ ናይ ምህናፅ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝወፅአን ንህዝቢ ጠተው ዝብልን ሰራዊት ልኡኽቱኡ ብዘኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ምኽባር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ዳሎል ሌተናል ጄኔራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ከምዝበሉዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ውሽጢን ደገን…