ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ን10 መዓልቲታት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ንዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ብሲስተም ምቁርራፅን ምስ ኣወዳድባ ክልላትን ተተሓሒዙ ከይዲ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስለዝተኣጓጎለ 10 መዓልቲታት ምንዋሕ ኣድላዪ ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓውዲ መዓድና ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር ብምስራሕ ይሰርጅ ኣለኹ ኢላ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መዓድን ብቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ምስ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ብሓባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኘ (ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ቱርኪ ካልኣይ ሞዴል ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቶግ ዝተባህለ መፍረዪ መኪና ኩባኒያ ቱርኪ ካልአይቲ ሞዴል መኪና ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየት እታ ካልአይቲ ሞዴል መኪና÷ “T10F” ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዝተውሃባ እንትኸውን÷ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ኣሜሪካ ላስ…
Uncategorized ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ቀረባት ሓይሊ ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታትን ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ሁዋዌ ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዘቕርቦምን ኣናእሽቲ ቀረባት ሓይሊን ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይ ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይን ኣብ ምክብባር ዝተመስረተን ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ቅዋሙ ዘፍለጠ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝተሰናደአ መበል 17 ዘተ ፖሊሲ ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ከምዝኾነ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ምክትል አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ኢሬድ ኣድሚራል ናስር ኣባ ዲጋን ላዕለዎት ኣመራርሓን ንኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ንኽምዝገቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽምዝገቡ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣተሓሳሲቡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ማስተዋል ገዳ÷ እቲ ምዝገባ ቪዛን መንበሪ ፍቓዶምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብሓባር ናይ ምልማዕ ዞባዊ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ሰነድ ስምምዕነት ብሄራዊ ጥቕማ ዝሕሉን ኣብቲ ዞባ ትኽተሎ ብሓባር ናይ ምልማዕ ፖሊሲ ዘፅንዕ ከምዝኾነ ሚኒስትራት ገሊፆም። ኩሉ ኢትዮጵያዊ ጉዳይ ምርካብ ኣፍ ደገ ባሕሪ ጉዳይ ህልውናን ልኣላዊነትን ምዃኑ ተረዲኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4 ሚሊዮን ዝኾኑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ የድልዮም – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 4 ሚሊዮን ዝፅግዑ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ኣብ ውድብ ሕራት መንግስታት መተሓዳደሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ እዋናዊ ቀረብ…
Uncategorized ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ስኑዓት ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም። ፖሊስ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባን ኣብታ ከተማ ንራብዓይ ሰሙን ብዘካየድዎ ኦፕሬሽን ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓሉ…