ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሓላፊ ክፍሊ ሓበሬታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊደን Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ንዝርከቡ ትሑት እቶት ዘለዎምን ዓቕሚ ዝሰኣኑን ወገናት መኣዲ ኣንጊደን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ዝግበር ደገፍ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መነሃርያ ብዙሓት ዴሴታት፣ ጢስ ኣባይ ዝርከበላን ብዙሓት ሃወፅቲ ዝጓዙላን ውቅብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ፥ እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር…
ቢዝነስ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ዘተታት ተሳሊጦም Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪነት ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉን ኣብቲ ዓውዲ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእሉን ክልቲኣዊ ዘተታት ኣብ ዶሚኒካ ሪፐብሊክ ከተማ ፑንታካና ተሳሊጦም። ኣብ ዶሜኒካ ሪፐብሊክ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ትካል ኣቬዬሽን (ኣይ ሲኤኦ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ በዓል ተንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ፥ መዐቀኒ ኣዋጅ ይቕሬታ ንዘማልኡ ተሃነፅቲ ይቅሬታ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም። እቶም ተሃነፅቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ መላእ ኣካላት ፀፅታ ዘሳተፈ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ…