ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ። ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስቕለት ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ካቴድራል ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…
ቴክኖሎጂ መሸጣ ስልኪታት ኣይፎን ከምዝነከየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ኩባንያ ኣፕል ዝኾኑ ስልኪታት ኣይፎን መሸጣኦም ካብ ኣውሮፓ ወፃእ ኣብ ኩለን ዕዳጋታት ሃገራት ዓለም ከምዝነከየ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ከምዝሓሮ፤ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ካብ ዝኣቱ ንደሓር ኣብ ዘለዉ ናይ መጀመርታ ሰለስተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢንዱስትሪን ፍርያትን ኣድላዪ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ይግባእ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪን ደላዪ ፍርያትን ዝረአ ክፍተት ንምምላእ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ጉጅለ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ዓርቢ ስቕለት ኣብ ዙሪያ ዓለም Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብሃይማኖታዊ ኣስተምህሮታትን ፍፃታትትን ይኽበር፡፡ እቲ ዕለት ካብ ሞንጎ ዝኽበረለን ብዙሓት ሃገራት ድማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሩሲያ፣ ግብፂ፣ ግሪኽ፣ እስራኤል፣ ቡልጋሪያን ካልኦትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካለኝ (ዶ/ር)ን ተረኺቦም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ዕላማ ምድላው ባለት 2017 ዓ.ም መሪሕ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ Desta May 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ እታ ሃገር…