ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ጥንኩር ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምምዝጋብ ተኻኢሉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት ዕቤት ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ…