ሕብረት ኣፍሪካ ብናይ ሕሶት ሰነድ ካብ ሒሳብ ባንኩ ገንዘብ ንምውቅፃእ ዝተገበረ ፈተነ ኮኒኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 15 ሚያዝያ 2024 ኣብ ዋና ቤት ዕዮኡ ካብ ዝርከብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብናይሕሶት ሰነድ ገንዘብ ንምዝውዋር ዝተገበረ ፈተነ ኮኒኑ፡፡
እቲ ጉዳይ ኣስመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ…