ኣብ ክ/ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…