ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ይግምግም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ይግምግም ኣሎ። እቲ ኮማንድ ፖስት÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምጥማት ግምገማ እናካየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ምዝዛም እቲ ገምጋም ስዒቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ 12 ድሮናት ሃውቲ ምውቅዑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 12 ድሮናት ሃውቲ ወቒዑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓበሮ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝገበሮ ወፍሪ ሶለስተ ፀረ መርከብ ባለስቲክ ሚሳኤላት፣ ክልተ ክሩዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ፣ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓልብዙሕ ጉዳያትብ ጠሚቶም ከምዝዘተዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ምግቢና ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢና ብዘተኣማምን መልክዑ ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ስርናይ መስኖ ሓጋይ እዚ ዓመት ዓሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ንቅቡልነት ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ከምዝኸፈቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ ንምፍላጥን ምትእስሳር ዕዳጋ ንምፍጣርን በሪ ዝኸፈቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ዝተኸፈተ̎ ምርኢት ንግዲ…
ቢዝነስ ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ ከብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ፎረም ከተማታት፥ “ናይዚ ዘመን ከተማታት ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…
ጥዕና መከላኸሊ መገዲታት ሕማም ሽኮርያ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሽኮያር ኣብ ጣፍያ ኢንሱሊን እንድሕር ዘይፈረዩ ወይ ድማ ብግቡእ እንተዘይሰሪሑ ኣብ ደምና ሽኮር እንትእከብ ዝፍጠር ሕማም ኢዩ። ክንምገብ ከለና፡ ሰብነትና ሓይሊ ወሃብቲ ምግቢታት (ካርቦሃይድሬትስ) ናብ ሽኮር (ግሉኮዝ) ይቕይሮም። ኣብ ጣፍያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ኣሎ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ እዋን ሓጋይ 2016 ዓ.ም ንዝካየድ መስኖን ዘበነ ምህርቲ 2016/17ን ዝውዕል ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…