ቴክኖሎጂ ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ Desta Dec 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንተርኔት ቴክኖሎጂ ቻይና ዝኾነ ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ካብ ዓለም ለኸ ተረባሕቲ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣፕ ኢንተለጀንስ ዝተብሃለ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን ዘቕርብ ከምዝበሎ፥ ካንዲ ክራሽ፣ ሆነር ኦፍ ኪንግስ፣ ሞንስተር ስትራይክን ክላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ Desta Dec 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክ ሙያን ለውጢ ንክመፅእ ብፍልጠት፣ መፅናዕትን ምርምርን ምድጋፍ ይግባእ ኢለን። ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ Desta Dec 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ። ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ኣትክልቲን ፍራምረን ዝተኸፈተ እቲ ዓውደ ርእይ ሚኒስተር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መሪቖም ከፊተምዎ።…
ቢዝነስ ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብን ናብቲ ሚኒስቴር ተፀዋዕነቲ ዝኾና ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣሳሊጠን። ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ዕማም “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ተጣይሹ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምምካት ዝዓለመ ዓብይ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ። እቲ ሓይሊ ዕማም ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። 22 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ኮሚቴ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ንክህቡ ፃውዒት ሰላም ኣቕሪቡ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ፥ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ብምሃብ ሰለማዊ ህይወት ንክመርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል መንገሻ ፋንታው (ዶ/ር)፥ እቶም ዕጡቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ። ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ ሪፎርም እቲ ሓይሊ ኣየር ሃገር እትኾርዓሉ ልዑል ትካል መግባር ምዝተኽኣለ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታዬ ደንደአ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደአ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣይተ ታየ ቅድሚ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ይሳላጥ ኣሎ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ Desta Dec 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ብሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት የመን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መራኽባ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ከምዘፍሸለት ኢያ ገሊፃ። ሚኒስትር ሓይሊታት ሰራዊት ፈረንሳይ ሰባስቲያን ለኮርኑ፥…