ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንታት ርዋንዳን ኬፕ ቨርዴን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስን ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ወጋሕታ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ሕይወት ዘበን፣ ፅሬትን ግቡእነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃገራት ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ባጀት ኣፅዲቑዎ። ካብ ማእኸል እቲ ክልል፣ ከተማ ወንዶገነት፣ ከተማ ኣለታ ጩኮን ወረዳ ኣለታ ጩኮን ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፍሪያት ንምስፋሕን ፀገማት ናህሪ ናብራ ንምፍታሕን ዓሊሙ ዝስራሕ ዘሎ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነፀላ ያታታት ብምግዳፍ ሓበራዊ ዝኾኑ ያታታት ንምጥንኻር ምስራሕ ይግባእ-ኣይተ ሙስጠፌ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነፀላ ያታታት ብምግዳፍ ሓበራዊ ዝኾኑ ያታታት ንምጥንኻር ምስራሕ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…
ቢዝነስ ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ተሳሊጡ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሸን ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዕዲን ዓውዲ ማሕበራትን፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቱርክን ካልኦትን ተሳቲፎም። ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ዘቲዮም Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ኣምባሳደር ፌድሪክ ኤም ሻቫ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መጥንኻር ክልቲኣዊን ኩለመዳይ ርክብን ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ አፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ ኣንቶኒዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቶም ሚኒስትራት ሓፈሻዊ ስምምሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ተጀሚሩ Desta Feb 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ከም ዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ን68 ሺሕን 855 ተመዛበልቲ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ…