ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኸበረ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ተረኺበን ኣብ…