ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ…