ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሓደ ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ምክያዳ ተገሊፁ። ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማታት ኪየቭ፣ ኦዴሳ፣ ዲኒፕሮፔትሮቭስክ፣ ካርኪቭን ሊቪቭን ደብዳብ ምክያደን ስዒቡ ብብርኪ ሃገር ናይ ኣር…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ Desta Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዉ ትምህርቶም ምክትታል ዘይከኣሉ ተምሃሮ ፀገሞም ዝፈትሕ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ኣሎዉ Desta Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ከምዘለዉ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሀንፀት ብብርኪ ከተማ ሓደ ክሳብ 40 ሺሕ ሰባት ከተኣናግድ ይኽእል…
Uncategorized መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ትሩፋት…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም…
ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ዝዓነው ሓድግታት ዳግም ብምህናፅ ዓውደ ቱሪዝም ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም ንምጅማር ዘኽእል ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ፥ ኣብ እዋን ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞም ሓድግታት መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ Desta Dec 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ብምትሕብባር ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ከምኡውን መንግስታዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም Desta Dec 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ኮሚሽነር ጉዳያት ሰላምን…