ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 35 ተምሃርኡ ሎሚ 8 ሕዳር 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ፥ ብቐዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ድግሪ መርሀ ግብሪታት ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ተምሃሮ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። ብዙሓት ተሳተፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን፣ ኣምባሳደራት፣ ተኣንገድቲ ኣትሌታት ዝተዓደሙሉ መበገስን መዛዘሚን መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ኔዘርላድስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ ድሕሪ ኲናት ዘሎ ህሉው ኩነታት ፀጥታ፣ ምኽባር ሉኣላዊነት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ዝተልዓለ ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ገሊፆም። እቶም ትካት ዝህቡዎ ግልጋሎት ሎሚ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁራፀን ስዒቡ ንፁሃን ክጠምዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ልምዓት መስኖ ንምድጋፍ ዘኽእል ልዝምብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ በቲ ሚኒስቴር ንምውጋን ዝተሓሰቡ ፕሮጀክታት ክድግፉ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሚኒስትር ኢ/ር ኣይሻ…
ስፓርት ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዋ። እታ ጋንታ ኣብ ዘበነ ውድድር 2021-22 ምስ ጥሕሰት ፋይናንስ ተተሓሒዙ ብዘይሻራዊ መፃረዪ ኮሚቴ ምርምራ እናተገበረላ ምፅንሑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ኢንቨስትመንት ልምዓት ደኒ ሬድ ፕላስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሬድ ፕላስ’ ዝተባህለ ፕሮግራም ኢንቨስትመንት ልምዓት ደኒ ካልኣይ ምዕራፍ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትሩ ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ÷ ደኒ ምግቢ፣ ዕንጨይቲ፣ መኖ እንስሳትን መድሓኒትን ክኾኑ ዝኽእሉ እጽዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዘፈር ልምዓት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ኤጀንሲ ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ ቻንግ ዋንሳምን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዛዕባ ዘሎ ታሪኻዊ ክልተኣዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምዕዛብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪን ወደብን ንምርግጋፅ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምዕዛብ ከምዝግባእ ኣማኻሪ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም ኢድሪስ ኣመልኪቶም። ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ "ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ንዘላቒ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ላሊበላ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ሰላም ንምዕሳል ዝዓለመ ዘተ ሰላም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎን ላዕለዋይ ሓላዊ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ብፁእ እቡነ ኤርሚያስ፣…