Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ጉጅለ 20 ሲደብሊውኤ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ብፕሬዚዳንትነት ዝምራሕ ጉባኤ ጉጅለ 20 ‘ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ (ሲደብሊውኤ)’ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ፡፡ ሲደብሊውኤ ጉባኤ በጀርመን በርሊን በመካሄድ ላይ ነው፡፡ ጉጅለ 20 ኣብ ሲደብሊውኤ÷…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 400 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ፈለገወይኒ ብልዕሊ 400 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን መኣድን ማይ ረዊና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብበዓል ሃፍቲ ቦክረ ትጉሃን ክፍለማርያም ዝተሃነፀ እንትኸውን፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ቅድሚ ጉባኤ "G20 Compact with Africa (CwA)” ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን ብደም ዝተኣሳሰረ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ኣንቶኒዮ ቫልዴዝ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም። ሕቑፊ ዕምበባ ኣብ ዘቐመጡሉ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ድማ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ኩባን…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ቤተ መፅሐፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ሺሕ መፃሕፍቲ ዲጂታላይዝ ምግባር ከምዝተክኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፅሓፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ዲሕ መፅሓፍቲ ዲጂታላይዝ ብምግባር ሰባት ኣብ ዘለዉሉ ኮይኖም ንኽጥቀሙ ምግባር ከምዝተክኣለ ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፅሓፍቲ ኢንጂነር ውባየሁ ማሞ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራሕ ኣብቲ ቤተ…

ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ዙር ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ጂቡቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ብወገን ኢትዮጵያ ብብርጋዲየር ጄኔራል ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ብርጋዲየር ጄኔራል…

መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ቻይና ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ዘመዝገበ ኮሙኒስት ፓርቲ፤ ታሪኻዊ…