ሜ/ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ገበን ግዕዝይና ጥፍኣተኛ ተባሂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ክሲ ገበን ግዕዝይና ናይ ጥፍኣተኛ ፍርዲ ተመሓላሊፎዎም።
እቲ ናይ ጥፍኣተኝነት ፍርዲ ዝሃበ÷ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ 3ይ ጉዳያት ገበን…