ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ።
ኳታር፣ ግብፂን ኣሜሪካን ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ኣሸማገልቲ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ክናዋሕ ፃዐሪ እናገበረ ፀኒሐን…