ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ምስ ሃማስ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብሃማስ ዝተዓገቱ ንፁሃን ንምልቃቕ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ። ክልቲኦም ኣካላት ኲናት ካብ ዝጅምሩ ጀሚሮም ዝሓዝዎም ዜጋታት ንምልውዋጥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ምቅርራቦም ተሓቢሩ። እቲ ድርድር እንተሰሚሩ ብዕጡቓት ሃማስ ዝተዓገቱ ኣብዝሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘቕባበ ዋጋን ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ዝሃቡዎ መብርሂ ቀንዲ ቐንዲ ነጥቢታት Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘቕባበ ዋጋን ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ዝሃቡዎ መብርሂ ቀንዲ ቐንዲ ነጥቢታት፦ - ኣብ ኢትዮጵያ ምኽባር ናብራ ኣለ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ሰባት ብምኽንያት ምኽባር ናብራ ንምምጋብ እናተፀገሙ ይርከቡ እዚ ሕቶ ሓቂ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2016 ዓ.ም ብሙሉእ ደምፂ ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓንቲ ጥይት ናይ ምትኳስ ባህጊ ኣይብላን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓንቲ ጥይት ናይ ምትኳስ ባህጊ ኣይብላን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዲፕሎማሲን ሕቶ ወደብን ኢትዮጵያ ጠሚቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንኣዴታት ትግራይን ኣዴታት ኢትዮጵያን እፎይታ ክህብ ከምዝኸኣለ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብውሑዱ ንኣዴታት ትግራይን ኣዴታት ኢትዮጵያን እፎይታ ክህብ ከምዝኸኣለን ተወሰኽቲ ሰባት ከይሞቱ ከምዝገበረን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አዚ ዝበሉ÷ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብሓፈሻ 23 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ብሓፈሻ ባንኪታት ንልቓሕ ካብ ዘቕረብኡ 547 ቢሊየን ብር እቲ 86 ሚኢታዊ ንውልቀ ዓውዲ ዝቐረበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 164 ቢሊየን ዶላር በፂሑ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 164 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን እናሃቡ ይርከቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ትምህርቲ ንምስትኽኻል እናተገበረ ዝርከብ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስርዓተ ትምህርቲ ንምስትኽኻል እናተገበረ ዝርከብ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፅሬት ትምህርቲ ብዝምልከት ንኣባላት ፓርላማ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ፀገም ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ኣምሓራን ሕቶ ዝለዓለሎም ከባቢታት ብዝምልከት ናትና ጥራሕ መፍትሒ ይተግበር ኣይበልናን-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ሕቶታት ዝለዓሎም ቦታታት ሕጊ ዝተኸተለ፣ ዘላቒ ሰላም ዘኽበረን ሓድነት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍቕሪ ንደመረ ብይቕረ ይቕረ ንሳገር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የሳልጥ ኣሎ። ጎንፅታት ካብ ጉዕዞና ዘተዓናቕፉን መዕነውቲን ኢዮም ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናትና ድልየት…