እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ – ኣምባሳደር ዳረን ዌልች
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር አንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ገሊፆም።
ኣምባሳደር ዳረን ዌልች፥ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፀንሐ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን…