ስፓርት ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ብቐንዱ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኲናት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ሰላም፣ ዕርቂን ማሕበራዊ ምትእስሳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ የድሊ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ ከምዘድሊ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገፆም። ዓብዪ ጉዳይ እዚ ቅለ ኣብ ዝኾነ ‘ዓብዪ ተረኽ’ ጠሚቶም ምስ ፋና…
ስፓርት ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ብምርኻብ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍልስጤም ራማላህ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ብምርኻብ ዘቲዮም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማቲው ሚለር ከምዝሓሩዎ÷ ኣብ ጋዛ እናተገበረ ዝርከብ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቅድሚ 3 ዓመት ክጣየሽ ኣንፈት ብዘቐመጡዎ መሰረት ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ ሎሚ ረፋድ መሪቖም። እቲ ማእኸል ብተፈጥሮን ብሓደጋን ምኽንያት ጉዱኣት ኣካል ንዝኾኑ ክፋላት…
ቢዝነስ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ መጠን ዕቋር ልዕሊ 2 ትሪሊየን ብር ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ዘሎ መጠን ዕቋር ካብ 2 ትሪሊየን ብር ከምዝሓፈ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰለሞን ደስታ÷ ባሕሊ ምዕቛር ሕብረተሰካብ እዋን ናብ እዋን ምምሕጣሽን ለውጢን እናተርኣየሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 139 ፍልሰተታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 139 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ተመለስቲ ኣብዚ ሰሙን ብክልተዙር ብዝተገበረ ምትሕብባር ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ከምዝኾኑ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ…
ስፓርት 10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡ ብደቂ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት…