ቢዝነስ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ብኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪ 971 ሺሕን 438 ቶን ኣታዊ ፅዕነትን ልዕሊ 200 ሺሕ ቶን ወፃኢ ፅዕነትን ብባሕሪ ከምዘጎዓዓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ኤሊ ኣልቶነን ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ትካላት ቀይሕ መስቀል ኢትዮያን ፊንላንድን ዘሎ ርክብ 90 ዓመት ዘቑፀረን ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ዝርከብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም መሕለፊ ውፅኢት ዘመዝገቡን ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩኒቨርስቲታት መንግስቲ ብመፃኢ ምክፋል (ስኮላርሽፕ)…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንፁሃን ፍልስጤማውያን ንምድሓን ምስራሕ ከምዝግባእ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት እስራዔልን ሃማስን ደም ንፁሃን ፍልስጤማውያን ከይፈስስ ጭቡጥ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም። ብሊንከን ኣብ ዝረኣዩ እዋናዊ ጉዳያት ንምምካር ናብ ቴል-ኣቪቭ ኣምሪሖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃገራት ክብ ዘብል ኢዩ-ምሁራን Desta Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱል ዲፕሎማሲያዊ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃገራት ክብ ዘብል ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ዲፕሎማት ኣምባሳደር ጥሩነህ ዜና መሰል ምጥቃም ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ኣንፈት ዲፕሎማሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ግዕዝይና ንምክልኻል በዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ካብ ብኽነት ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ጀማል ረዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክልላዊ ፕሮጀክት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ…
ስፓርት ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ። ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ። ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…