ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን500 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማይን ንፅህና ከባቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ን500 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማይን ንፅህና ከባቢ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷ ን500 ሺሕ ኢትዮጵያውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ምኽሪ ካውንስል ንምጥያሽ ኣብ ዘቕረቦ መበገሲ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፥ ቤት ምኽሪ ካውንስል ንምጥያሽ ኣብ ዘቕረቦ መበገሲ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ዝጣየሽ ቤት ምኽሪ ካውንስል ካብ ሲቪክ ማሕበራት፣ ማሕበር ሙሁራት ትግራይ (gsts) ዘካትት ኢዩ ተባሂሉ። ካቢኔ ግዝያዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላትን መዳርግቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውሕመ ሓቲትቱ Desta Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ንዓሰርተታት ዓመታት ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውድብ ሕቡራት መንግሳት(ውሕመ) ሓቲትቱ። ኩባ ንዝኸፍአ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከምዝኣተወት ብምግላፅ መፍትሒ ንክወሃቦ ኢዩ ተሓቲትቱ። ብፀገም ሕፅረት ቀረብ ምግቢ፣…
ቢዝነስ ሪል እስቴት ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሪል እስቴት ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ቦርድ ኣቦ መንበር እቲ ኩባኒያ ኣይተ ነብዩ ዳንኤል÷ እቲ ኩባንያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሜክሲኮ፣ ጎተራ፣…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ተገሊፁ Desta Nov 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ገሊፁ። ኢትዮጵያ ETRSS-02 ብዝብል ስያመ ዝተውሃባ ሳልሰይቲ ሳተላይት ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓማውቲ ንምውንጫፍ ኣብ ምድላው ከምዘላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘውፅኦ እዋናዊ መግለፂ፥ እቲ ሕማም ካብ ዝሓለፉ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ትግራይ ከም ዝተርኣየን ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብልዕሊ 6 ነጥቢ 2 ቢልየን ብር ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት የሳለጥ ከም ዘሎ ተገሊፁ። ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ፅርግያ ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ብምዃን…
ስፓርት ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ 2023 ዕላዊ ኮይኑ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ(ካፍ) 2023 ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ዝርዝር 30 ተፃወትቲ ብሕፁይነት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ 20 ዝኾኑ ኣብ ጋንታታት ኣፍሪካ ዝፃወቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝርዝር፥ ሞሃመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ተገሊፁ Desta Nov 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 1 ሺሕን 52 ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ላዕለዋይ…