ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ንዝዛዘሙ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባልት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዝተውሃቦም ስልጠና ተሃድሶ ወሲዶም ንዝዛዘሙን ኣብ ከተማ ደሴን ዞባ ደቡብ ወሎን ንዝተመደቡ ኣባላት ፀፅታ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ከተማ ደቡብ ወሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ድሕሪ ዝተገበረሉ ሕድሳትን ምስፍሕፋሕን ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኸውን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅነ፥ ሓበራዊ ፃዕርና ንዲጂታል ኢትዮጵያና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)፥ ለዕሊ 526 ኣገልግሎታት መንገስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልለላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዑደተኛታት፥ ሰብ ዋና ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ንክውክል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን6 ዓማውቲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ስነስርዓት ምጅማር ኣገልግሎት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ክልለ ኦሮሚያን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ኣጀሚሩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሆስፒታል ምስ ኣብ ሜዲካል ሴንተር ብምትሕብባር ኣገልግሎት ሕክምና ሕፅበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባለፉት 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብቲ መርሃ-ግብሪ÷ ብመንፅር መረፃ ርእሰ ጉዳይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዞባዊ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዓሰርተ ኣባል ሃገራት እቲ ቀጠና፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት፣ ትካል በይነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን5 ዓመታት ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ኣዲስ ወግ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻደ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ኣደባባይ ዝንፀባረቑ ሓሳባት ናብ መድረኽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ምስ ሩሲያን ኣብ ዝተኻየደ ኲናት 31 ሺሕ ወተሃደራት ከምዝሞትዋ ንፈለማ እዋን ገሊፃ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚይር ዘለንስኪ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብሓፈሻ 31 ሺሕ ወተሃደራት ከምዝሞትዎም ንፈለማ እዋን ተዛሪቦም። ይኹን እንበር ቁፅሪ ኣብቲ ኲናት ዝቖሰሉ ወተሃደራት ንምግላፅ ድልየት ከምዘይብሎም…