ቢዝነስ ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ክሳለጥ ኢዩ Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ንምስላጥ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ባንኪ ዓለም ብዝምድቦ በጀትን ብውሽጣዊ ኣታዊ ቤት መዘገጃን ዝሳለጡ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ትግራይን ምንቅስቓስ ቱሪዝም ትግራይ ዳግም ብምጅማር ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሮም Desta Dec 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ፌዴሪኢን ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ትግራይ ብምዃን ኣብ ገርዓልታ ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ኣካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብቲ ዑደት ተሳቲፎም። ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ ጀሚረን ትምህርቲ ከምዝጅምራ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ሚኒስቴር ትምህርቲ አፍሊጡ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈጠረ እዋናዊ ፀገም ፀፅታ ምኽንያት ኣብቲ ክልል ዝርከባ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝገበሩዎ ፃውዒት ስዒቡ ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ኣባላት ዳያስፖራ ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ዋና ሓላፊ ዓውዲ ንግዲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ሜታ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ብሰላም ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቀበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም። መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዝዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝርከቡ ዕጡቓት ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምስ ምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሓደ ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ምክያዳ ተገሊፁ። ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማታት ኪየቭ፣ ኦዴሳ፣ ዲኒፕሮፔትሮቭስክ፣ ካርኪቭን ሊቪቭን ደብዳብ ምክያደን ስዒቡ ብብርኪ ሃገር ናይ ኣር…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…