ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ፈተነ ኑክሌር ኣካይዳ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ክሩዝን ባላስቲክን ሚሳኤላት ዘካተተ ልምምድ ኑክሌር ከምዝገበረት ክሬምሊን ኣፍሊጣ። እቲ ፈተነ ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ሞስኮን ብልሓታዊ ሓይሊታት ኑክሌር ምድላው ንምግምጋም ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ልምምድ ሰለስተ ወተሃደራዊ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዝቐርቡ 6 ቃልኪዳናት ኣፅዲቓ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ታሕሳስ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዝቐርቡ ሽዱሽተ ቃልኪዳናት ኣፅዲቓ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበረ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ዕለት ኣመልኪቱ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ኮይኖም ዝነበሩ መገዲታት ብምኽፋት ስሩዕ ኣገልግሎት ይወሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ፈተና ናብ ዓወት ዝልውጥ ተዓዋታይ ሰራዊት ኢያ-መንግስቲ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ፈተና ናብ ዓወት ዝልውጥ ተዓዋታይ ሰራዊት ኢያ ክብል ኣገልግሎት^ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዋዒ ፅንዓት ዕላማ ብምሕላው ክቕፅሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊትና ዓንዲ ሑቐ ምስ ዝኾነ ህዝብና ብምዃን ሰላምና ነቐፅል ኣለና-ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ንሰራዊትና ዓንዲ ሑቐ ምስ ዝኾነ ህዝብና ብምዃን ሰላምና ነቐፅል ኣለና ክብል ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሰራዊት ምክልኸል ፌዴሪኢ፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሚሮስላቭ ኮሴክ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ገሊፆም። ምትሕብባር ልምዓት ቼክ ሪፐብሊክ ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል ጠሚቱ ምስ ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣ መለዋወጢ መኪና፣ ኣቑሑት ገዛ፣ ሓፂነ መፂን፣ ምንፃፋት፣ ሞባይል ቆፎታት፣ ጫማታት፣…