Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዉ ትምህርቶም ምክትታል ዘይከኣሉ ተምሃሮ ፀገሞም ዝፈትሕ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ኣሎዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ከምዘለዉ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሀንፀት ብብርኪ ከተማ ሓደ ክሳብ 40 ሺሕ ሰባት ከተኣናግድ ይኽእል…

መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ትሩፋት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም…

ኣብ ትግራይ ዝዓነው ሓድግታት ዳግም ብምህናፅ ዓውደ ቱሪዝም ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም ንምጅማር ዘኽእል ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ፥ ኣብ እዋን ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞም ሓድግታት መሊስካ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ብምትሕብባር ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ከምኡውን መንግስታዊ፣…

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ኮሚሽነር ጉዳያት ሰላምን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ሞሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል…

ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ- ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን…

ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊ ሓበሬታ…