መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ።
መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…