Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም – ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ…

ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ዘሳለጦ መበል ራብዓይ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ኢትዮጵያ ነቲ ኮሚቴ ንዝቕፅሉ ከልተ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ዘቲዮም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ ሃቫና ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ ደመቀ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ፥ ምስ ተወካሊ ምክትል ሓላፊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ (ዶ/ር)፣ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ…

ኣየርላንድ ንኢትዮጵያ ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ መተሓባበሪ ቢሮ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኦቻ) ኣቢሉ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ…

ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ምክትል ፕረዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣፈፃፅማ መደባት 2015 ዓ.ም፣ እዋናዊ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ቼሪል ኣርባን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ካናዳ መዘነኦም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳ ዘሎ ጥንኩር…

ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ተፃወትቲ ፀሊም ባጅ ከምዝገብሩ ፕሪሚየር ሊግ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬትን ውሕጅን ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ኩሎም ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀሊም ባጅ ክገብሩ ከምዝወሰነ እቲ ሊግ ገሊፁ። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ÷ ኣብ ቀረባ…

መፍረዪ ሼዳት ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ሼዳትን ዝለምዐ መሬትን ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ስራሕቲ ህንፀት፣ ቅድመ ኦፕሬሽንን ገጠማ ማሽንን እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ካብቲ…