ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ Desta Apr 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ጦላይ መበል ዓስራይ ዙር ምልምል ወተሃደራትን መበል 27 ሰብ ፍሉይ መዓርግን ሰልጠንቲ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ብርጋዴር ጄኔራል ጡምሲዶ ፊታሞ፥ እቶም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) Desta Apr 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ ክብሉ ሚኒስትር መኣድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለወን ሃፍቲ ፈሊጠን ከምዘይወደኣ ሓቢሮም። ኣብቲ ዓውዲ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ Desta Apr 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዝጠመተ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ መተሓባበሪ ኮሚቴ ተወለድቲ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘለቒ ፍታሕ ኣየምፅእን – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘላቒ ፍታሕ ኣየምፅእን ክብሉ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘካይዶም ምዕራፍ ምትእክኻብ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ምትእክኻብ ኣጀንዳ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳር ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ምዕራፍ ምትእክኻብ እንተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ን ካልኦት ኮሚሽነራት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተሳተፍቲ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ዘፈር መናእሰይ ሚኒስትራት ተሳተፍቲ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ይፈልይ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ንምፍላይ ብዘገርም መገዲ ዓወት ኣብ ምፍፃም ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…