ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ግደ ሕብረተሰብ … Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅልኢት ዘረባ፣ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንፅል ያታን ፈተናታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዮም፡፡ ንፋና ዲጂታል ሞያዊ ሓሳቦም ዘካፈሉ ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙኒኬሽን እዞም ፈተናታት ንምሕላፍ ሕብረተሰብ ግንዛበ ሚዲያ ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ በዓላት መርአዪ ሓድነት ንኽኾኑ ሓለዋ ይገብር Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በዓላት በዓላት መርአዪ ሓድነትን ብዙሕነትን ንኽኾኑ ሓለዋ ክገብር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ ) ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Jun 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 446 ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) በዓል ምኽባር ተጀሙሩ፡፡ እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት እናተኸበረ ይርኸብ፡፡ ኣከባብራ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዓረፋ(ዒድ ኣል ኣድሃ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ ኣብ እዋን ዓረፋ ዝዝከሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ mizan mekonen Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 47 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት 2018 ዓ.ም መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ንክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተረኺም እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዉሽጢ ብዙሓት ፈተናታት ኮይንና እውን ዝነኣዱ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ብዙሓት ፈተናታት ኣጋጢሞምና ዝነኣዱን ተኣምር ክበሃሉ ዝኽእሉን ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መሕትት፥ ፈተናታት ኣብ ዉሽጥና ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም mizan mekonen Jun 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም። ምዕባለ ኢትዮጵያን መሰረት ክሳብ ዝሕዝ ፃዕሪን ውፅኢትን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም። ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ምንቅስቓስ ስራሕን ኣንፈትን መንግስቲ…