Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ሕቶታት እናቕረቡ ይርከቡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…

ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ንዓውዲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ከምዝገብር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንዝውገኑ ስራሕቲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ፅቡቕ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ዳይሬክተር…

ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…

ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም

ዲስ አኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት ባይቶ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቅ በጀት ዓመት 2017…

ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ድሕሪ ምዃኑ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ወሲኹ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ካብ ዝኸውን ኣትሒዙ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ…

ግልጋሎት ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ጥዕና ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ካብ ሕብረተሰብ ንዝቐረቡ…

ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ኣብ ምክልኻል ገበን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓውዲታት ምርመራን ምክልኻል ገበንን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝተወገኑ ስራሕቲ ሪፎርምን ብሓፈሻ…

ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ብፍፁም ድባብ ሰላም ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ – ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ፣ ብስየ ዝወቀበት መርዓት ውቕብቲ ከተማ ብፍፁም ሰላምዊ ድባብ ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበልዎ÷ ንግስቲ…

ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ንዝርዝር ምርኢት ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 20 ስሩዕ ኣኼባ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ብምምርማር ንዝርዝር ምርኢት ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)…