ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 84 በዓል መዓልቲ ሓርበታት (መዓልቲ ዓወት) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ – ኮ/ጄ ደመላሽ ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ዝተውሃቦ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሲሉ ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 116 በዓል ምስረታ ፖሊስ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቦታትና ብስምዒት ሓርበኝነት ብሄራዊ ረብሓን ሓድነትን ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ በዓል መዓልቲ ምስረታ መበል 116 ፖሊስ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ኣብ ዝተኸፈተ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት መዕራፍ 19 ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተዛዚሙ። ናብ ውድድር ፍፃመ ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም። መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ‘ዚ ባጀት ዓመት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ግብርና ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ናይ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሪፎርም ወሳኒ ምዕራፍ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሓደ ማእኸል ኣገልግሎት መሶብ ንኣወሃህባ ኣገልግሎት ሃገርናን ምሕደራ ሪፎርም መንግስቲን ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣመልኪቶም…