ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ንዝርዝር ምርኢት ተመሪሑ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 20 ስሩዕ ኣኼባ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ብምምርማር ንዝርዝር ምርኢት ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘፈር ቡን 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ምትእስሳር እታወት ልምዓት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ከምዝፈቐደ ተገሊፁ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጣሊያንን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ…
ቢዝነስ ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ምስ ዝኾኑ ኪቲ ቫን ደር ሃይጅደን ብሓባር ኣብ ዝውገኑ ተግባራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታት ፈጠራና ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራን ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ከምዝኾኑ ኣብ ክልል ትግራይ ሰርተፊኬት ኣእምሮኣዊ ንብረት ዝተውሃቦም ሰብ ዋና ፈጠራ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ን55…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪ ዘርአየ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪር ብተግባር ዘርአየ ኢዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ተገሊፁ Desta Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። 1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ን5ይ ዓመት ምስረታን 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብር ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆአዎ ሎሬንሶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዮ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ከምዝሰነይዎም…