ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ እታ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንዓመታት ዝተፅዓኖ ኣርዑት ስቓይ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ''ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሩፋት ሌማት ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ንቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሩፋት ሌማት ኣብ ገዛን ብብርኪ ሃገርን ምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምርግጋፅን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2015 ዓ.ም ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ሕውነትን ሓበራዊ ምክብባርን ብምድራኽ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተንታኒ ዓለም ለኸ ጉዳያት፣ ኣማኻሪ መራኸብቲ ሓፋሽን ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካን መኪ ኤልሞግራቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ልምዓትን ሰላምን ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። በቶም ሚኒስትር ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋዕላ ደኒ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሕንጣሎ "ደኒ ተዘይሃልዩ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን" ብዝብል ሓሳብ ህዝባዊ ዋዕላ ደኒ ኣካይዱ ። ወረዳ 31 ሄክታር ብናይ መንግስቲ ደኒ ዝተኸለለ እንትኸወን፥ ሕብረተሰብ ኣብ ደኒ ዘለዎ ኣራኣእያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…
Uncategorized ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክልተኣዊ ርክብና ነጠናኽረሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ርክባ ተጠናኽረሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ዲኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። ንመበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን…