ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ተረኺቦም። ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ Desta Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዘቲዮም Desta Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ካጃ ካላስ ኣብ ጆሃንስበርግ ዘቲዮም። ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ንምዕባለ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጀመረ ካፒታል ዕዳጋ ክብ ንምባ|ል እንግሊዝ ደገፍ ከምእትገብር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣንጄላ ሬይነር ገሊፀን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ መትሕብባር ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ቆላሕታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ባርት ኣይድ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምትሕብባራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ሰላምን ፀፅታን ቀርኒ ኣፍሪካ ብምድሃብ ከምዝተዛተዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣዶ መምበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴራል ሩሲያ ጉባኤ ቫለቲና ማትቬንኮ ምስ…